Sheila B. Keetharuth was appointed last year to the UN Special Rapporteur on Eritrea. |
“I urge the international community to keep Eritrea under close scrutiny until meaningful change is evident,” Ms. Keetharuth said during the presentation of her first report to the UN Human Rights Council. “It will be important to increase efforts to constructively engage with Eritrea and neighbouring countries to improve the situation of human rights in the country.”
Despite repeated requests,
theSpecial Rapporteur has not been granted access to Eritrea since her appointment in November 2012. As a result, her first official mission to the field was carried out from 30 April to 9 May 2013, when she conducted interviews at Eritrean refugee camps in neighbouring Ethiopia and Djibouti, which host large Eritrean refugee communities.
patriarch Abune Antonios,under arrest since 2006 |
The Special Rapporteur noted with alarm the situation regarding mass round-ups, forced conscription and the indefinite national service, as well as the country-wide arming and military training of the civilian population, which started last year.
“Excessive militarisation is affecting the very fabric of Eritrean society, and its core unit, the family. The indefinite national service is depriving the women and men of Eritrea of their most productive years,” Ms. Keetharuth said. “Many of those I interviewed told me that their families would be unable to live in dignity without direct remittances from family and friends living abroad.”
“Severe curtailment of freedom of movement, opinion, expression, assembly, association and the right tofreedom of religion warrant serious concern,” she noted. “The restrictions of these rights, which are the very cornerstones of democratic societies, create a climate of fear fuelled by rumours, propaganda and suspicion. The result is an all-encompassing feeling of fear and distrust, even within families.”
In her report, the independent expert warns about the arbitrary use of power by the State, which violates the most fundamental principles of the rule of law, and a complete absence of accountability mechanisms to bring those responsible for the human rights violations to justice.
“The alarming human rights situation in Eritrea is triggering a constant stream of refugees to neighbouring countries,” she said. “Although there is a shoot-to-kill policy targeting those attempting to flee, many thousands of Eritrean citizens have fled over the past decade. The numbers are on the rise, with more than 4,000 Eritreans fleeing the country every month, despite the extreme dangers along escape routes and an unknown future.”
Eritrean Refugees in Ethiopia |
“The increasing number of these unaccompanied minors not only poses major protection challenges but is indicative of the scale of despair these children are facing at home,” the human rights expert warned.
Ms. Keetharuth acknowledged Eritrea’s active participation in the universal periodic review in 2009/10, noting that the Government has reportedly initiated a follow-up process. “Eritrea’s second universal periodic review in January 2014 will provide another opportunity to engage on the human rights situation with the HRC and it will be interesting to see which concrete steps Eritrea has taken to honour its commitments under the UPR, she said.
“I would welcome the opportunity to engage in a frank and open dialogue with the Government of Eritrea to discuss these recommendations, as well as a range of issues and challenges linked to the full realization of human rights in Eritrea,” the Special Rapporteur reiterated.
Click here to Check the SpecialRapporteur first report to the Human Rights Council
ህግደፍ ደጊም ተፈራኪሹ እዩ ግን ንሕና ኸ ተዳሊና ዶ ኣሎና?
ReplyDeleteሓደ ካብቲ ውድቀት ህግደፍ እናጎልሔ ዝኸደሉ ዘሎ ርኡይ ነገር ኣብ ዚ ንነብረሉ ዘለና ከባቢ ፖርትላንድ ኦሪጎን ጽኑዕ ዕርዲ ህግደፍ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ ኮይኑ ኣብዚ ሎሚ እዋን እናተቕየረ እዩ ዝኸዪድ ዘሎ ከም መር ኣያኡ ሎሚ ማዓልቲ ደለይቲ ፍትሒ ተኣኪብና ወጽዓ ህዝብና ን ከባቢ 250.000 ህዝቢ ዝእከበሉ "ሮዝ ፈስቲቫል "ዝበሃል ኣብ ጁን ጥራይ ዝበዓል ዓቢ ባዓል ከነር ኢ ኢና ።እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ ግን ውሽጥና ከነጽሪ ኣሎና ዝብል እምንቶ ኣሎኒ እንተዘይ ሓቢእናዮ ኣብዚ ቃልሲ ሰሚዕናዮ ዘይንፈልጥ ናይ ወገን ሕማም ይቀላቐል ኣሎ መበገሲኡ ፈሊጥና ቀልጢፍና መፍትሒ እንተዘይደሊናሉ ግን ሳዕቤኑ ግናይ ክኸውን እዩ።ናተይ ትዕዝብቲ ገለ ጸበብቲ ሕሉፍ ሓሊፎም ኣብ ጸቢብ ወረዳዊ ውደባ ተኣኪቦም ንኻልኦት እናተኾቡ ኣብ ዘይ ሓሰብዎ ኣውራጃዊ ዝንባሌ ክኣትዉ ዝደፋፍእ ስራሓት ይሰርሑ ኣለዉ እዚ ደንጉዩ ክዕዘቦ ዝኻ ኣልኩ ጭቡጥ ነገራት እዩ። ኣውራጃውያን ከይትብሎም ዋላ እውን ወዲ ኣውራጅ ኦም ከለኻ ካብ ወረድ ኦም ርሕቕ እንተ ኢልካ ከም ወዲ ዓዶም ዘይቆጽሩኻ ክሳብ ክንድዚ ዝኸደ ጽበት ዘለዎም እዮም እዚኦም ን ኣውራጅኦም ዘይኮነስ ወረድኦም ክውክሉ ከማን ዚኽእሉ ዘይምዃኖም እዩ እዚ ክብል ከለኹ ጥዑያት የብሎምን ማለተይ ኣይኮነን ግን ዓብሊሎሞ ዘለዉ እዞም ጸበብቲ እዮም ስለዚ ኣቱም ብሰንኪ እዚኦም ተሰናቢድኩም ካብ ኣሕዋትኩም ክትርሕቁ ትፍትኑ ዘለኹም ኣሕዋት ተፈላሊኻ ዝስራሕ ስለ ዘየለ ነዚ ኣተሓሳስባ እዚ ብሓንሳብ ኮይንና ጠጠው ነብሎ።ነገራት ከተዔሪ ኣባትር ከም ዝበዝሓካ ከም ቅቡል ወሲድና ከነዐርዮ ንፈትን ኣነ ዚኾነ ሰብ ብ መበቆሉ ክኾርዕ ኣለዎ ኢሎም ካብ ዝኣምኑ ሓደ እየ ኣብ ፖለቲካዊ እምነትን ኣብ መትከላዊ እምነትን ግን ምስ ወደ ኣ ዴኻ እውን ከይትሰማማዕ ከም እትኽእል እየ ዝ ኣምን።ቡዙሕ ግዜ ናብ ሓደ ወረዳን ከባቢን ዝቀንዔ ወቐሳ ክሰምዕ ጸኒሔ እየ ሓቂ ከም ዘለዎ ከኣ ክዕዘብ ክኢለ ኣለኩ እዚ ተርእዮ እዚ ብፍላይ ድሕሪ ደብረዘይቲ ኣዝዩ ዝደመቐ ተርእዮ እዩ ደብረዘይቲ ካብ ዚኸዱ ብ ዙሓት ጀጋኑ ከምዘለዉ ክፈልጥን ክዕዘብን ክኢለ ኣለኹ ምሰኦም ንምስራሕ ከኣ ድልው እየ ነዚ ግዕዘ ምዕዘ ግን ኣስተባሂሎም ፍታሕ አንተኣናድዮምሉ እዩ ኣነ ምስዞም ዝባሃሉ ዘለዉ እዩ ኣውራጃይ ካብ ወረድ ኦም ግን ኣይኮንኩን ስለዚ ብዓይኒ ናቶም ኣነ እውን ኣይብጸሖምን እየ እዚ ዓይነት ኣጠማምታ ሒዝካ ናብ ዝኽየዶ የለን መንገድና ንቐይር ካብ ወረዳን ኣውራጃን ወጺኡ ናብ ሃገር ዘማዕዱ ኣጠማምታ ነተኣታቱ ንሳ ጥራይ ኢያ ካኣ ከተዐውት ትኽእል መንገዲ።እዚ ኣሰካፊ ኣከያዪዳ ደብረዘይቲ በቶም ተበዓትን ብሱላትን ደቂ ሃገር ቀልጢፉ እንተዘይተኣልዩ አመኑኒ ውጺኢቱ ግናይ ጥራይ እዩ ክኸውን እቶም ዘይበሰሉ ህንጡያት ብሕማቅ የጠምትዎ ኣለዉ ዓገብ ድማ ንብል ተዓርዩ ንኹሉ ዘዋስእ ክኸውን ካኣ ብተስፋ ይጽበ ኣብ ዝርዝር ኣትየ ቶዝብተይ ክገልጽ እውን ጸገም የብለዪን ንኩሉ ግን ብሩህ ሲለ ዝኾነ ኣብ መፍትሒ ጥራይ ንኺድ እብል ዎ ዳሓንኩም።
فــــــــى هـــــــــــــــــذا المــــــــــــــــــــــــساء
ReplyDeleteيستضيف المنتدى الارتري للتغيير عبر غرفة البالتوك اللجنة المنظمة لمظاهرة معسكر الشجراب امام مقر حقوق الانسان التابع للامم المتحدة بمدينة جنيف السويسريه بتاريخ: 17/6/2013 م لوضع حد لمعاناة الانسان الارترى بخصوص الاختطاف والتهريب الذى يتعرض له اللاجئين الارتريين بمعسكر الشجراب حيث يتم إختطافهم من المعسكر وتهريبهم الى صحراء سيناء وثم انتزاع اعضائهم ويتعرضون الى اسواء انواع التعذيب الجسدي فى الصحراء حتى يتم دفع الفديه الماليه المطولبه من اهليهم وقد بلغ الامر لحد لا يطاق ..
وسنكون اكثر سعادة وشرفا لحضوركم وتواجدكم بيننا . وعبر الحوار البناء الهادف نتجاوز مرارات الماضي .ونعمل لبناء وطن يسع الجميع…
نوجه عناية الاخوة والاخوات المقيمين فى الشرق الأوسط والسودان واثيوبيا بامكانهم الدخول مجاناً الى الغرفة التي عنوانها فى البالتوك ادناه :
ኣሜሪካ ቅዋም ከተትግብር 100 ወሲዱላ ፣ንሕና ግን 12 ዓመት ጥራይ ኢና ጌርና ዘለና , , ,ስለዚ 98 ዓመት ኪንጽበ ኣለና ማለት 'ዩ, , ,"ጭፍራ ወዲ መድህን በራድ ''
ReplyDeleteስርዓት ኢሰያስ ሓግሒግና ንኽንአልዮ !
ReplyDeleteስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሰያስ አፍወርቒ ካብ ስልጣኑ ሓግሒግና ንኽንአልዮ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ እንዳ አበርታዕና ነቲ ንልዕሊ 10 ዓመት አብ ውሽጢ ደንበ ተቃውሞ ዘሳቒኢ ዘሎን ስጋዕ ሕጂ ፍታሕ ክርኽበሉ ዘይተኻእለ ጉዳይ ቑጠባ እንተንዛረበሉ ጽቡቕ ይመስለኒ፡፡ ምኽንያቱ እቲ ሓደ ካብቲ ነዘን ውድባት ብዙሕ ከይሰርሓ ዘዳኸመን ጉዳያት ጉዳይ ቑጠባ ስለዝነበረን ስለዝኾነን ሕጅውን ነቲ ጸገም ብእዋኑ ፍታሕ እንተዘይ አናዲናሉ ብተመሳሳሊ ነዚ እንዳበርትዔ ዝመጽእ ዘሎ ምንቕስቓስ ናይ መንእሰያት ከምተን ውድባትና ኽድርቶ ሙኻኑ ክርሳዕ የብሉን፡፡
ስጋዕ ሕጂ ከም እንፈልጦ ሓደ ኽልተ ናይ ሲቪካውያን ማሕበራት ገዲፍና ዳርጋ ኹለን ውድባት፤ ሰልፍታትን ሲቪካውያን ማሕበራት ቁጠባዊ እቶተን ካብ አባላተን፤ ካብ ጎረባብቲ መንግስታትን ግላውያን ማሕበራትን ዝረኽብኦ ሓገዛት እንተዘይኮይኑ፡ ካልእ ክትዛረበሉ ትክእል ውሑስ እቶት የብለንን፡፡ እቲ ዝልገስ ወይ ዝዋጻእ ገንዘብ እውን ምስቲ ዝድለ ዝመጣጠን አይኮነንን፡፡
ናይ ሱዳን ሓገዝ ንገለ ውድባት ዝወሃብ ብልኽዕ አይፈልጦን ናይ ኢትዮጵያ ግና ዳርጋ 165 ሽሕ ብር ንወርሒ (2 ሚልዮን ንዓመት ) ዝበጽሕ ኮይኑ ናብ ኩለን አብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝንቀሳቀሳ ውድባትን ማሕበራትን ዝምቀል ዩ፡፡ ይብዛሕ ይውሓድ ነፍሲ ወከፍ ውድብ ምስቲ ትረኽቦ ምቕሊትን ምስቲ ናይ አዲስ አበባ ገዛ ኽራይን ካልእ መዓልታዊ ወጻኢታትን አብ ግምት አእቲኻ በቲ ዝተረፈ ቑጠባ እንታይ ዓይነት ስራሕ ክዕመም ከምዝከአል ንምግማቱ ዘጸግም አይኮነን፡፡
ውድባት ኤርትራ ካብ አባላተን ዝረኽብኦ ውጽኢት ወይ ሓገዝ ጌጋ ይኽለአለይ ቑንጣሮ ኢለ እንተ ሓለፍክዎ ይሓይሽ፡፡ ገለ ውድባት እሞ ካብ አባላተን ሳንቲም እውን ትኹን ዝረኽብኦ ሓገዝ የብለንን፡፡
ስለዚ ኹቡራት ደቒ ሃገር ስርዓት ኢሰያስ ካብ ስልጣኑ ሓግሒግና ንኽንአልዮ አኼባ፤ ሰላማዊ ሰልፊ፤ ፓልቶክ፤ ፌስቡክ ዝአመስሉ ጥራሕ እኹላት ስለዘይኮኑ፤ ማዕረ ብማዕረ ምስቲ ፍትሓዊ ቃልስና ጉዳይ ቑጠባዊ ጸገማትና ውን ከነስተውዕለሉ ከምዘለናን ዓቕምና ልዕሊ እቲ ንዛረቦን ንሰምዕን ሰው ከነብል ሓደራ ይብል፡፡
ልቢ ዝትንክፍ ዘረባ ብዓቢይ ስዩም፡ ናብ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ መሰል ደቂ ሰባት፡
ReplyDelete05 ሰነ 2013 ዓ.ም: ምሉእ ስመይ ዓቢይ ስዩም ይበሃል። ዕድመይ 14 ኢዩ። ከምኵሎም ኤርትራውያን ህጻናት ስም ስድራ-ቤተይ ዝጽዋዕ፡ ብስም ኣቦይ ኢዩ። ኣቦይ ስዩም ጸሃየ ይበሃል። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ኢትዮጵያ ከላ፡ ዳርጋ ምስ ኵሎም ኣባላት ስድራ-ቤቱ፡ ብፍቓዱ ስለ ናጽነት ኤርትራ ክቓለስ ወጺኡ። ንሱ ኣዳላዊ ፎቶግራፍን ፊልምን ኢዩ ኔሩ። ሃገረይ ሓራ ኣብ ዝወጻትሉ ከኣ፡ ኣብ ሓደ እዋን ሓላፊ ቴሌቪዥን ኔሩ።
ካብ መስከረም 2001 ንነጀው ርእየዮ ኣይፈልጥን። ሽዑ ጓል ክልተ ዓመት ኔረ። ብትእዛዝ መንግስቲ ሃንደበት ምስቶም ስለ ለውጢ ዝተበገሱን ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ተኣሲሩ። ካብቶም ብዛዕባኡ ዘለውኒ ተዝክሮታት ሓደ፡ ኣብ ቪዲዮ ጥራይ ኢዩ። ንሱ ኣብቲ ፊልም ምሳይ ይጻወት ኔሩ። ህጻናት የፍቅር ኔሩ። ምንኣስ ሓፍተይ ቤሉላ፡ ንሱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከላ ኢያ ተወሊዳ። ንሳ ብዛዕባ ኣቦይ ፍልጠት የብላን። ይኹንምበር ልክዕ ከማይ፡ ኣብ ገለ ስፍራ ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ብህይወት ከምዘሎ ትፈልጥ ኢያ። ድሮ ዓሰርተ ክልተ ዓመታት ኮይኑ።
ኣቦይ ኣብ ጎቦታት ኣብ ዝርከብ፡ ብፍሉይ ኣብ ዝሕሎ ቤት ማእሰርቲ፡ ኣብ ኢራኢሮ ዝተባህለ ስፍራ ከም ዝተኣስረ ተነጊሩና። ኣብ ጥቓኡ ኣብ ዘሎ ክፍልታት ኣዕርኽቱውን ተኣሲሮም ኣለዉ። ምስኣታቶም ክዘራረብ ግና ኣይፍቀደሉን ኢዩ። ጋዜጠኛታት፡ ኣባላት ሰራዊትን ፖለቲከኛታትን ኢዮም። ኵሎም ከምኣቦይ ስለ ናጽነት ሃገሮም ክብሉ፡ ህይወቶም ዝሃቡ ጀጋኑ ኢዮም። መን ክሳብ ሕጂ ብህይወት ከምዘሎን መን ከምዝሞተን ንጹር ሓበሬታ የብልናን። መንግስቲ ኤርትራ እቶም እሱራት ንምንታይ ከምእተኣሰሩን ኣብ ከመይ ዝበለ ኵነታት ከምዘለዉን ክሕብር ፍቓደኛ ኣይኮነን። ቅድሚ ካብ ሃገር ምውጻእና፡ ኣደይ ነዚ ሕቶ ስለ ዝሓተተት ኣሲሮማ ኔሮም።
ኣደይ፡ ኣነን ሓፍተይን ንኤርትራ ገዲፍና ወጺእና። ሃገርና ስለ ዘይነፍቅር ኣይኮናን ወጺእና። እኳ ደኣ ህይወትና ክነድሕን ክንብል ኢና። ብዛዕባ መጻኢ ኵነታት ኣቦይ ከይፈራህና ብናጽነት እናተዛረብና ክንነብር ኢልናውን ኢና።
ሎም መዓልቲ፡ ንዅሎም ወለዶም ዝተኣስርዎም ህጻናት ኤርትራ ወኪለ፡ ኣብ ቅድሜኹም ደው ኢለ ይርከብ። ኵሎም ከማይ ብስም ኣቦኦም ዝጽውዑ ኢዮም። ኣብ ልዕሊ ኣቦታትናን ኣዴታትና እንታይ ከም ዝበጽሐ ክንፈልጥ ንደሊ ኢና።
እቲ መንግስቲ ስለ ምንታይ እዚ ኵሉ ስቓይ ኣብ ልዕሌና ከምዘውረደ ክንፈልጥ ንደሊ ኢና። ኣነን ሓፍተይን ኣብ ፓሪስ ንዝርከብ ኣምባሳደር ኤርትራ ደብዳበ ክንህቦ ምስ ደለና፡ ፖሊስ ጸዊዑ። እንታይ ክንገብር ከም ዘሎና ኣይንፈልጥን ኣሎና።
ስለዚ ናባኹም ንጠርዕ ኣሎና። ንስኹም እንኮ ተስፋና ኢኹም። ኣብ ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ዋና ከተማታት ሃገርኩምን ወከልቲ ኤርትራ ኣለዉ። መንግስቲ ኤርትራ በቲ ንስኻትኩም እትውክልዎ ዓለም ለኻዊ ትካልውን ፍሉጥ ኢዩ።
ስለዚ ኣብ ክንዲ እቶም ኵሎም ወለዶም ዝተኣስርዎም ህጻናት፡ ሓደ ነገር ይሓተኩም ኣሎኹ። ናብኦም ብምኻድ ነቲ ክምልስዎ ዘይደልዩ ሕቶ ሕተትዎም፡ “እሱራት ኣበይ ኣለዉ? እንታይ ጌርክሞም ኣሎኹም? ብምንታይ ምኽንያት ኸ? ሓራ ክወጹ ሕደግዎም? ናብ ስድራ--ቤቶም ምለስዎም።”
ኣቦይ ናባይ ክምለስ ይደሊ ኣሎኹ። ቤሉላን ኣነን ስምና ክምለሰልና ንደሊ ኢና። በጃኹም ሓግዙና።
ስም ናይዛ በላሕን ከም ኣቦኣ ቈራጽን ቈልዓ ዓቢይ ዘይኮነ ‘ኣብየ ስዩም’ እዩ። ኣቦኣ ስዩም ጸሃየ፡ ኣብየ ዝበላ ስማ ምስ ስሙ ክላገብ ከሎ፡ “ስዩም ምባል ኣብየ፡ እምቢ ኢለ፡ ማለት እምቢ ንጭቈና፡” ስለ ዘስምዕ እዩ። ብዝኾነ፡ ኣብየ ድሮ እኽልቲ ጓል ኮይናስ ከምዚ ዝኣመሰለ ልቢ ዝትንክፍ መልእኽቲ ዝሓዘ ደብዳቤ ናብ ሓደ ኣህጕራዊ ትካል ክተቕርብ ከላ፡ በቲ ሓደ ስለቲ ከምዚ ዝኣመሰለ ኩላትና ክንገብሮ ዝግብኣና ስራሕ ክነመስግናን ክንሕጐስን ይግብኣና፡ በቲ ካልእ ድማ ነቶም ንልዕሊ ዓሰርተ ክልተ ዓመታት ዝተኣሰሩ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ንዝክር’ሞ ልብና ብጓሂ ይሓርር። በዚ ኣጋጣሚ ንኣብየ ምስ ክብርቲ ወላዲታ ሳራን ሓውታ በይሉልን ኣብ ዘለዋኦ ልባዊ ሰላምታ እናቕረብኩ፡ ኣጆኻትክን ቀሪቡ እዩ እቲ ግዜ፡ መዓንጣኽን ሸጥ ኣብላ ነዚ ገፋዒ ስርዓት ድማ ድቃስ ኣይትሃባኦ ብምባል፡ ወትሩ ኣብ ጐድንኽን ከም ዘለና እሕብረክን። ንስዩም ይኹን ካልኦት ኣሕዋት ከቶ ኣይንርስዖምን ኢና። ካብ ዘይትርስዖኦ ዓርኪ ኣቦኽን እስጢፋኖስ ገበረሚካኤል (ሃንችባክ)።
DeleteWell done Abi Siyunm! your bravery will embarrass the PFDJ infront of the international community!!!
ReplyDeleteAttention please watch what PFDJ say about us behind the curtain.....
ReplyDeletethey just gone crazy..at first they try to ignore us (call us fairy), then they try to make fun of us (like hademti, hatela...), then they try to fight us by just blaming others for what we are demanding publicly ( calling us weyane, agame...kedeat, Andinet...Ethiopiawuyan, tegaru...etc the list goes unfinished like being hallocination and fear,; cos they know they will lose the battle soon,and they know we are determined enough to punish them.....so no wonder to see them barking with the diaspora, while hiding their GOOOOOOOOOOOOD from our people in side, which are the sole owners. fake fake fake